ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 36:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ከምዚ ድማ በሉ፦ “የሆዋ ንጐይታይ፡ እታ ምድሪ ንእስራኤላውያን ርስቲ ኽትከውን ብዕጫ ኺዕድሎም ኣዚዝዎ እዩ፣+ የሆዋ ድማ ንጐይታይ፡ ርስቲ ሓውና ጸሎፍሓድ፡ ንኣዋልዱ ኺህበን ኣዚዝዎ እዩ።+

  • እያሱ 17:3, 4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 ጸሎፍሓድ+ ወዲ ሔፈር፡ ወዲ ጊልዓድ፡ ወዲ ማኪር፡ ወዲ ምናሴ ግና፡ ኣዋልድ ጥራይ እምበር፡ ኣወዳት ኣይነበርዎን፣ ስማት ኣዋልዱ ኸኣ እዚ እዩ፦ ማሕላ፡ ኖዓ፡ ሖግላ፡ ሚልካ፡ ቲርጻ። 4 ንሳተን ድማ ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን+ ኣብ ቅድሚ እያሱ ወዲ ነዌን ኣብ ቅድሚ እቶም ሹማምንትን ቀሪበን፡ “የሆዋ ንሙሴ፡ ኣብ መንጎ ኣሕዋትና ርስቲ ኺህበና ኣዚዝዎ እዩ” በላ።+ ከምቲ ትእዛዝ የሆዋ ኸኣ፡ ኣብ መንጎ ሓወቦታተን ርስቲ ሃበን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ