ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 20:24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 24 “ኣሮን ናብ ህዝቡ ኺእከብ እዩ።*+ ኣብ ማይ መሪባ ኻብ ትእዛዘይ ስለ ዝዓሎኹም፡ ናብታ ንእስራኤላውያን ዝህቦም ምድሪ ኣይኪኣቱን እዩ።+

  • ዘሁልቍ 20:28
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 28 ሙሴ ድማ ንኣሮን ክዳውንቱ ቐንጢጡ፡ ንወዱ ኣልኣዛር ከደኖ። ድሕሪኡ፡ ኣሮን ኣብ ርእሲ እቲ ኸረን ሞተ።+ ሙሴን ኣልኣዛርን ከኣ ካብቲ ኸረን ወረዱ።

  • ዘሁልቍ 33:38
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 38 ካህን ኣሮን ከኣ ብትእዛዝ የሆዋ ናብ ከረን ሆር ደየበ፣ እስራኤላውያን ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ መበል 40 ዓመት፡ ኣብ ሓምሸይቲ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ እታ ወርሒ ድማ ኣብኡ ሞተ።+

  • ዘዳግም 10:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 “እስራኤላውያን ድማ ካብ ብኤሮት-ብነ-ያዓቃን ናብ ሞሴራ ተጓዕዙ። ኣሮን ከኣ ኣብኡ ሞተ፡ ተቐብረ እውን፣+ ኣብ ክንዳኡ ድማ፡ ወዱ ኣልኣዛር ካህን ኰነ።+

  • ዘዳግም 32:50
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 50 ከምቲ ሓውካ ኣሮን ኣብ ከረን ሆር ዝሞተን+ ናብ ህዝቡ እተኣከበን፡* ንስኻ እውን ኣብቲ እትድይቦ ኸረን ክትመውትን ናብ ህዝብኻ ኽትእከብን ኢኻ፣

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ