ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 13:32
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 32 ብዛዕባ እታ ዝሰለይዋ ምድሪ ኸኣ ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢሎም ክፉእ ኣውረዩሎም፦+ “እታ ኽንስልያ ዝሓለፍናያ ምድሪ፡ ነቶም ዚነብርዋ እትውሕጥ ምድሪ እያ፣ ኵሎም እቶም ኣብኣ ዝርኣናዮም ሰባት ድማ ገዘፍቲ እዮም።+

  • ዘዳግም 1:26-28
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 26 ንስኻትኩም ግና ምድያብ ኣበኹም፣ ካብ ትእዛዝ የሆዋ ኣምላኽኩም ከኣ ዓሎኹም።+ 27 ኣብ ድንኳናትኩም ኴንኩም ከምዚ ኢልኩም ተዕዘምዝሙ ነበርኩም፦ ‘የሆዋ ስለ ዝጸልኣና፡ ምእንቲ ኼጥፍኡና ኣብ ኢድ ኣሞራውያን ኣሕሊፉ ኺህበና ኢሉ እዩ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኣና። 28 ናበይ እሞ ኢና ኽንድይብ፧ ኣሕዋትና፡ “ንሳቶም ካባና ዚዓብዩን ዚነውሑን ህዝቢ እዮም፣ ከተማታቶም ከኣ ዓበይትን ክሳብ ሰማያት እተዓርዳን* እየን፣+ ደቂ ዓናቂም+ እውን ኣብኡ ርኢና” ኢሎም ንልብና ኣምኪኾምዎ።’+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ