ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 26:63, 64
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 63 ሙሴን ካህን ኣልኣዛርን ኣብ ጐላጕል ምድረ በዳ ሞኣብ፡ ኣብ ዮርዳኖስ ናይ ያሪኮ ዝመዝገብዎም እስራኤላውያን እዚኣቶም እዮም። 64 ካብቶም ሙሴን ካህን ኣሮንን ኣብ በረኻ ሲና ኣብ እተገብረ ቘጸራ እስራኤላውያን ዝመዝገብዎም ግና፡ ሓደ እኳ ኣብ መንጎኦም ኣይነበረን።+

  • ዘዳግም 2:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 እቲ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ ኣትሒዝና፡ ስንጭሮ* ዘሬድ ክሳዕ እንሳገር ዝኸድናሉ ግዜ፡ ከምቲ የሆዋ ዝመሓለሎም፡ ብዘሎ ወለዶ እቶም ተዋጋእቲ ሰባት ክሳዕ ዚውዳእ፡ 38 ዓመት ኰነ።+

  • 1 ቈረንቶስ 10:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ግናኸ፡ ኣምላኽ ብመብዛሕትኦም ባህ ኣይበሎን፣ ስለዚ፡ ኣብ በረኻ ተወዲኦም እዮም።+

  • እብራውያን 3:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ንመንከ እዩ ኣምላኽ ን40 ዓመት ዝፈንፈኖም፧+ ነቶም ዝሓጥኡ እሞ ሬሳኦም ኣብ በረኻ ዝወደቐ ደይኰነን፧+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ