እያሱ 22:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ሽዑ፡ እያሱ ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ንፍርቂ ነገድ ምናሴን ጸውዖም፡ እያሱ 22:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ሕጂ፡ የሆዋ ኣምላኽኩም ንኣሕዋትኩም፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ኣዕሪፍዎም እዩ።+ ስለዚ፡ ሕጂ ናብ ድንኳናትኩም፡ ናብታ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ክትርስተይዋ ዝሃበኩም ምድሪ ኽትምለሱ ትኽእሉ ኢኹም።+
4 ሕጂ፡ የሆዋ ኣምላኽኩም ንኣሕዋትኩም፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ኣዕሪፍዎም እዩ።+ ስለዚ፡ ሕጂ ናብ ድንኳናትኩም፡ ናብታ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ክትርስተይዋ ዝሃበኩም ምድሪ ኽትምለሱ ትኽእሉ ኢኹም።+