ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 32:33
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 33 ሙሴ ኸኣ ንዓታቶም፡—ንደቂ ጋድን ንደቂ ሮቤልን+ ንፍርቂ ነገድ ምናሴ+ ወዲ ዮሴፍን፡—መንግስቲ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን፡ መንግስቲ ዖግ+ ንጉስ ባሳን፡ ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘላ ምድሪ እተን ከተማታት፡ ኣብ ዙርያ እታ ምድሪ ዘለዋ ኸተማታት ሃቦም።

  • እያሱ 12:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 እቶም እስራኤላውያን ዝሰዓርዎም እሞ፡ ብሸነኽ ምብራቕ ዮርዳኖስ ዘላ ምድሮም፡ ካብ ስንጭሮ* ኣርኖን+ ክሳብ ከረን ሄርሞንን+ ንምብራቕ ዘሎ ዅሉ ዓራባን፡+ ርስቶም ክትከውን ዝወሰዱሎም ነገስታት እታ ምድሪ እዚኣቶም እዮም፦

  • እያሱ 13:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 እቲ ዝተረፈ ፍርቂ ነገድን ሮቤላውያንን ጋዳውያንን፡ ከምቲ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ዝሃቦም፡ እቲ ሙሴ ብሸነኽ ምብራቕ ዮርዳኖስ ዝሃቦም ርስቶም ወሰዱ፦+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ