እያሱ 1:12-14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እያሱ ድማ ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ንፍርቂ ነገድ ምናሴን ከምዚ በሎም፦ 13 “ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኸምዚ ኢሉ ዝኣዘዘኩም ዘክሩ፦+ ‘የሆዋ ኣምላኽኩም ኣዕሪፉኩምን እዛ ምድሪ እዚኣ ሂቡኩምን ኣሎ። 14 ኣንስትኹምን ቈልዑኹምን ማልኩምን ኣብታ ሙሴ ኣብዚ ሸነኽ* ዮርዳኖስ ዝሃበኩም ምድሪ ኪቕመጡ እዮም፣+ ኵልኹም ሓያላት ጀጋኑ+ ግና ቀቅድሚ ኣሕዋትኩም ተሰሊፍኩም ተሳገሩ።+
12 እያሱ ድማ ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ንፍርቂ ነገድ ምናሴን ከምዚ በሎም፦ 13 “ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኸምዚ ኢሉ ዝኣዘዘኩም ዘክሩ፦+ ‘የሆዋ ኣምላኽኩም ኣዕሪፉኩምን እዛ ምድሪ እዚኣ ሂቡኩምን ኣሎ። 14 ኣንስትኹምን ቈልዑኹምን ማልኩምን ኣብታ ሙሴ ኣብዚ ሸነኽ* ዮርዳኖስ ዝሃበኩም ምድሪ ኪቕመጡ እዮም፣+ ኵልኹም ሓያላት ጀጋኑ+ ግና ቀቅድሚ ኣሕዋትኩም ተሰሊፍኩም ተሳገሩ።+