እያሱ 4:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ሮቤላውያንን ጋዳውያንን ፍርቂ ነገድ ምናሴን ድማ፡ ከምቲ ሙሴ ዝበሎም፡+ ተሰሊፎም ቀቅድሚ እስራኤላውያን ተሳገሩ።+