ዘሁልቍ 32:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “ዓጣሮትን ዲቦንን ያዕዜርን ኒምራን ሔስቦንን+ ኤልዓለን ሴባምን ኔቦን+ ቤዖንን፡+ 4 እዛ የሆዋ ኣብ ቅድሚ ኣኼባ እስራኤል ዝሰዓራ ምድሪ፡+ ንማል እትኸውን ጽብቕቲ ምድሪ እያ፣ ገላዉኻ ኸኣ ብዙሓት ማል ኣለዋና።”+
3 “ዓጣሮትን ዲቦንን ያዕዜርን ኒምራን ሔስቦንን+ ኤልዓለን ሴባምን ኔቦን+ ቤዖንን፡+ 4 እዛ የሆዋ ኣብ ቅድሚ ኣኼባ እስራኤል ዝሰዓራ ምድሪ፡+ ንማል እትኸውን ጽብቕቲ ምድሪ እያ፣ ገላዉኻ ኸኣ ብዙሓት ማል ኣለዋና።”+