ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 33:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ሙሴ ናብቲ ድንኳን ምስ ኣተወ፡ ኣምላኽ ንሙሴ ኺዛረቦ ኸሎ፡ እቲ ዓንዲ ደበና+ ወሪዱ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ይቐውም ነበረ።+

  • ዘሁልቍ 12:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ድሕሪኡ፡ የሆዋ ብዓንዲ ደበና ወረደ፣+ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ ድንኳን ደው ኢሉ ኸኣ፡ ንኣሮንን ንሚርያምን ጸውዖም። ክልቲኦም ድማ ናብ ቅድሚት ከዱ።

  • ዘዳግም 31:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 የሆዋ ኸኣ ኣብቲ ድንኳን ብዓንዲ ደበና ተራእየ፣ እቲ ዓንዲ ደበና ድማ ኣብ ጥቓ ኣፍ ደገ እቲ ድንኳን ቈመ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ