ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 15:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ድሕርዚ፡ ቃል የሆዋ ብራእይ ከምዚ ኢሉ ናብ ኣብራም መጸ፦ “ኣብራም፡ ኣይትፍራህ።+ ዋልታኻ ኣነ እየ።+ ዓስብኻ ኣዝዩ ብዙሕ ኪኸውን እዩ።”+

  • ዘፍጥረት 46:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ኣምላኽ ከኣ ንእስራኤል ተዛረቦ፣ ብራእይ ለይቲ እውን፡ “ያእቆብ፡ ያእቆብ” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “እነኹ” በለ።

  • ዘጸኣት 24:9-11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ሙሴን ኣሮንን ናዳብን ኣቢሁን 70 ኻብ ዓበይቲ እስራኤልን ኰይኖም ደየቡ፣ 10 ንኣምላኽ እስራኤል ከኣ ረኣይዎ።+ ኣብ ትሕቲ እግሩ ኸም ሰፊሮስ ዚመስል ባይታ ነበረ፣ እዚ ድማ ከም ሰማያት ጽሩይ ነበረ።+ 11 ነቶም ምርኡያት ሰብ እስራኤል ከኣ ኣይጐድኦምን፣+ ራእይ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ርእዮም ድማ በልዑን ሰተዩን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ