-
ዘፍጥረት 31:10, 11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 በቲ እተን መጓሰ ዚስረራሉ እዋን ኣዒንተይ ኣልዓልኩ፡ ብሕልሚ ኸኣ እቶም ነተን መጓሰ ዚሰርሩወን ድቤላታት፡ ሽራጥ ሽራጥን ትኳዕ ትኳዕን ነጠብጣብን ምዃኖም ረኣኹ።+ 11 ሽዑ፡ መልኣኽ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ብሕልሚ፡ ‘ያእቆብ’ በለኒ፣ ኣነ ድማ፡ ‘እነኹ’ በልኩ።
-