ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 11:28
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 28 ሽዑ፡ እቲ ኻብ ንእስነቱ ኣገልጋሊ ሙሴ ዝነበረ እያሱ+ ወዲ ነዌ፡ “ጐይታይ ሙሴ፡ ከልክሎም!”+ ኢሉ መለሰ።

  • ዘሁልቍ 13:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ስማት እቶም ነታ ምድሪ ኺስልይዋ ሙሴ ዝለኣኾም ሰባት እዚ እዩ። ሙሴ ድማ ንሆሼዓ ወዲ ነዌ፡ እያሱ*+ ኢሉ ስም ኣውጽኣሉ።

  • ዘሁልቍ 14:30
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 30 ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነን እያሱ ወዲ ነዌን፡+ ናብታ ኣብኣ ኸንብረኩም ኢለ ዝመሓልኩላ* ምድሪ ኣይክትኣትዉን ኢኹም።+

  • ዘሁልቍ 34:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 “ስማት እቶም ነታ ምድሪ ኽትርስተይዋ ዚመቕሉኹም ሰባት እዚ እዩ፦ ካህን ኣልኣዛርን+ እያሱ+ ወዲ ነዌን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ