ዘጸኣት 17:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሙሴ ድማ ንእያሱ፡+ “ሰብኡት ሕረየልና እሞ፡ ወጺእካ ምስ ኣማሌቃውያን ተዋጋእ። ጽባሕ፡ በትሪ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብ ኢደይ ሒዘ፡ ኣብ ርእሲ እቲ ዅርባ ደው ክብል እየ” በሎ።
9 ሙሴ ድማ ንእያሱ፡+ “ሰብኡት ሕረየልና እሞ፡ ወጺእካ ምስ ኣማሌቃውያን ተዋጋእ። ጽባሕ፡ በትሪ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብ ኢደይ ሒዘ፡ ኣብ ርእሲ እቲ ዅርባ ደው ክብል እየ” በሎ።