ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 14:33, 34
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 33 ደቅኹም ከኣ ኣብ በረኻ 40 ዓመት ጓሶት ኪዀኑ እዮም፣+ ካባኻትኩም እቲ ናይ መወዳእታ ሬሳ ኣብ በረኻ ኽሳዕ ዚወድቕ፡ ብጥልመትኩም* ተሓተትቲ ኪዀኑ እዮም።+ 34 ከም ቍጽሪ እተን ነታ ምድሪ ዝሰለኹምለን መዓልትታት፡ 40 መዓልቲ፡+ ሓንቲ መዓልቲ ኽንዲ ሓንቲ ዓመት፡ ሓንቲ መዓልቲ ኽንዲ ሓንቲ ዓመት፡ ንስሕተትኩም 40 ዓመት ተሓተትቲ ኽትኰኑ ኢኹም፣+ ንዓይ ምጽራር* እንታይ ማለት ምዃኑ ኸኣ ክትፈልጡ ኢኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ