ዘጸኣት 3:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+ ዘሌዋውያን 20:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ስለዚ፡ “ምድሮም ክትርስተዩ፡ ነታ ጸባን መዓርን እተውሕዝ ምድሪ ኸኣ ርስትኹም ገይረ ኽህበኩም እየ።+ ኣነ ኻብ ኣህዛብ ዝፈለኹኹም የሆዋ ኣምላኽኩም እየ” በልኩኹም።+
8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+
24 ስለዚ፡ “ምድሮም ክትርስተዩ፡ ነታ ጸባን መዓርን እተውሕዝ ምድሪ ኸኣ ርስትኹም ገይረ ኽህበኩም እየ።+ ኣነ ኻብ ኣህዛብ ዝፈለኹኹም የሆዋ ኣምላኽኩም እየ” በልኩኹም።+