ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 36:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ቲምናዕ ድማ ሰበይቲ ወሰኑ ንኤሊፋዝ ወዲ ኤሳው ኰነት። ንሳ ኸኣ ንኤሊፋዝ፡ ኣማሌቅ ወለደትሉ።+ እዚኣቶም ደቂ ዓዳ ሰበይቲ ኤሳው እዮም።

  • ዘጸኣት 17:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 ሽዑ፡ ኣማሌቃውያን+ መጺኦም፡ ኣብ ረፊዲም ምስ እስራኤል ተዋግኡ።+

  • 1 ሳሙኤል 15:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 ሕጂ ኺድ እሞ ንኣማሌቃውያን ውቕዓዮም፣+ ምስ ዘለዎም ዘበለ ዅሉ ድማ ኣጥፍኣዮም።+ ኣይትንሓፎም፣* ሰብኣይ ኰነ ሰበይቲ፡ ቈልዓ ዀነ ሕጻን፡ ብዕራይ ኰነ በጊዕ፡ ገመል ኰነ ኣድጊ ቕተል።’”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ