ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 103:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  8 የሆዋ መሓርን ርሕሩሕን፡*+

      ንቝጥዓ ደንጓይን ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን እዩ።+

  • ሚክያስ 7:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ፡

      ስሕተት ዚሓድግ፡ ኣበሳ+ እቲ ተረፍ ርስቱ+ ዚሓልፍ መን እዩ፧

      ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ እዩ ደስ ዚብሎ እሞ፡+

      ቍጥዓኡ ንዘለኣለም ኣይዓቍርን እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ