ዘሌዋውያን 7:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “‘እቲ ዜቕርቦ መስዋእቱ ናይ መብጽዓ+ ወይ ናይ መስዋእቲ ፍታው+ እንተ ዀይኑ፡ በታ መስዋእቱ ዘቕረበላ መዓልቲ ይበላዕ፣ እቲ ኻብኡ ዝተረፈ እውን ንጽብሒቱ ይበላዕ።
16 “‘እቲ ዜቕርቦ መስዋእቱ ናይ መብጽዓ+ ወይ ናይ መስዋእቲ ፍታው+ እንተ ዀይኑ፡ በታ መስዋእቱ ዘቕረበላ መዓልቲ ይበላዕ፣ እቲ ኻብኡ ዝተረፈ እውን ንጽብሒቱ ይበላዕ።