ዘሌዋውያን 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “‘መስዋእቱ መስዋእቲ ሕብረት*+ እንተ ዀይኑ እሞ፡ ካብ ከብቲ፡ ተባዕታይ ወይ ኣንስተይቲ እንተ ኣቕሪቡ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጥዑይ የቕርብ። ዘሌዋውያን 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ገለ ኻብቲ መስዋእቲ ሕብረት፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የቕርበሉ፦+ እዚ ኸኣ እቲ ንኣምዑት ዜጐልብብ ስብሕን ኵሉ እቲ ንኣምዑት ዚኸብቦ ስብሕን+ ዘሌዋውያን 7:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “‘ሕጊ እቲ ንየሆዋ ዚቐርብ መስዋእቲ ሕብረት+ ድማ እዚ እዩ፦
3 ገለ ኻብቲ መስዋእቲ ሕብረት፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የቕርበሉ፦+ እዚ ኸኣ እቲ ንኣምዑት ዜጐልብብ ስብሕን ኵሉ እቲ ንኣምዑት ዚኸብቦ ስብሕን+