ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 6:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 “‘ሕጊ መስዋእቲ እኽሊ ድማ እዚ እዩ፦+ ደቂ ኣሮን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣብ ቅድሚ እቲ መሰውኢ የቕርብዎ።

  • ዘሁልቍ 28:11, 12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 “‘ኣብ መመጀመርታ ወርሒ* ድማ፡ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ክልተ ዝራብዕን ሓደ ድዑልን ጥዑያት ሸውዓተ ገንሸል ዓመትን ኣቕርቡ፣+ 12 ነንሓደ ዝራብዕ ድማ፡ ንመስዋእቲ እኽሊ ሰለስተ ዓስራይ ኣፍ ስፍሪ ብዘይቲ እተቘምጥዐ ድኹም ሓርጭ፡+ ነቲ ሓደ ድዑል ከኣ ንመስዋእቲ እኽሊ ክልተ ዓስራይ ኣፍ ስፍሪ ብዘይቲ እተቘምጥዐ ድኹም ሓርጭ፡+

  • ዘሁልቍ 29:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 እዚ ኣብ ልዕሊ እቲ ኸከም ስርዓቱ ንየሆዋ ጥዑም ዝጨናኡ ኪኸውን ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ዀይኑ ዚቐርብ ወርሓዊ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ እኽሉን+ ናይ ወትሩ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ እኽሉን+ ምስኡ ዚቐርብ መስዋእቲ መስተኡን+ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ