ዘሁልቍ 28:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “‘ኣብ መመጀመርታ ወርሒ* ድማ፡ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ክልተ ዝራብዕን ሓደ ድዑልን ጥዑያት ሸውዓተ ገንሸል ዓመትን ኣቕርቡ፣+ ዘሁልቍ 28:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 መስዋእቲ መስተኦም ከኣ ንዝራብዕ ፍርቂ ሂን ወይኒ፡+ ንድዑል ሲሶ ሂን፡+ ንገንሸል ከኣ ርብዒ ሂን ይኹን።+ እዚ ኣብ ምሉእ ዓመት ኣብ ወወርሒ ዚቐርብ ወርሓዊ ዚሓርር መስዋእቲ እዩ።
14 መስዋእቲ መስተኦም ከኣ ንዝራብዕ ፍርቂ ሂን ወይኒ፡+ ንድዑል ሲሶ ሂን፡+ ንገንሸል ከኣ ርብዒ ሂን ይኹን።+ እዚ ኣብ ምሉእ ዓመት ኣብ ወወርሒ ዚቐርብ ወርሓዊ ዚሓርር መስዋእቲ እዩ።