ዘሌዋውያን 19:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ንስኻትኩም ኣብ ምድሪ ግብጺ ጓኖት ኔርኩም ኢኹም እሞ፡+ እቲ ምሳኻትኩም ዚቕመጥ ጓና ኣብ መንጎኹም ከም ወዲ ዓዲ ይኹን፡+ ከም ነፍስኻ ኸኣ ኣፍቅሮ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።
34 ንስኻትኩም ኣብ ምድሪ ግብጺ ጓኖት ኔርኩም ኢኹም እሞ፡+ እቲ ምሳኻትኩም ዚቕመጥ ጓና ኣብ መንጎኹም ከም ወዲ ዓዲ ይኹን፡+ ከም ነፍስኻ ኸኣ ኣፍቅሮ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።