ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 4:20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 ነቲ ዝራብዕ ከምቲ ነቲ ኻልእ ዝራብዕ መስዋእቲ ሓጢኣት ዝገበሮ ይግበሮ። ነዚ ኸኣ ከምኡ ይግበሮ፣ እቲ ኻህን ድማ የተዓርቆም፡+ ይቕረ ኺብሃለሎም ከኣ እዩ።

  • እብራውያን 2:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ስለዚ፡ ንሓጢኣት ህዝቢ ዜተዓርቕ መስዋእቲ ምእንቲ ኬቕርብ፡*+ ብናይ ኣምላኽ ዘበለ ድማ መሓርን እሙንን ሊቀ ኻህናት ኪኸውንሲ፡ ብዅሉ ኸም “ኣሕዋቱ” ኪኸውን ይግብኦ ነይሩ እዩ።+

  • 1 ዮሃንስ 2:1, 2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ደቀየ፡ ምእንቲ ኸይትሓጥኡ፡ እዚ እጽሕፈልኩም ኣለኹ። ሓደ እኳ ዝሓጥአ እንተሎ፡ ኣብ ኣቦ ረዳኢ፡* ማለት የሱስ ክርስቶስ+ እቲ ጻድቕ ኣሎና።+ 2 ንሱ ኸኣ ምእንቲ ሓጢኣትና+ ዜተዓርቕ መስዋእቲ እዩ፣+ ምእንቲ ሓጢኣት ብዘላ ዓለም እውን እምበር፡ ምእንቲ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ