ዘሌዋውያን 4:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 “‘ንመስዋእቲ ሓጢኣቱ ሽበን* እንተ ኣምጺኡ ግና፡ ጥዕይቲ ሽበን የምጽእ። ዘሌዋውያን 4:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ከምቲ ስብሒ ኻብ ገንሸል* መስዋእቲ ሕብረት ዚፍለ፡ ንዅሉ እቲ ስብሓ ይፍለ እሞ፡ እቲ ኻህን ኣብቲ መሰውኢ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ የሕርሮ፣+ እቲ ኻህን ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት የተዓርቆ፡ ይቕረ ኺብሃለሉ ኸኣ እዩ።+
35 ከምቲ ስብሒ ኻብ ገንሸል* መስዋእቲ ሕብረት ዚፍለ፡ ንዅሉ እቲ ስብሓ ይፍለ እሞ፡ እቲ ኻህን ኣብቲ መሰውኢ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ የሕርሮ፣+ እቲ ኻህን ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት የተዓርቆ፡ ይቕረ ኺብሃለሉ ኸኣ እዩ።+