-
ዘጸኣት 12:49መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
49 ንወዲ ዓድን ኣብ መንጎኹም ንዚነብር ጓናን ሓደ ሕጊ ይኹን።”+
-
-
ዘሌዋውያን 24:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 “‘ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ እሞ፡ ንጓና ዀነ ንወዲ ዓዲ፡+ ሓደ ፍርዲ ይኹነልኩም።’”
-
-
ዘሁልቍ 15:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ኣብቲ ጉባኤ ንዘለኹም ንዓኻትኩምን ነቲ ምሳኻትኩም ዚነብር ጓናን ሓደ ሕጊ ይኹነልኩም። እዚ ንውሉድ ወለዶኹም ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹን። እቲ ጓና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸማኻትኩም ይኹን።+
-