ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 20:9, 10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ኵሉ ዕዮኻን ተግባርካን ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ግበር፣+ 10 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ። ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ሰፈርካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+

  • ዘጸኣት 35:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ሽዱሽተ መዓልቲ ዕዮ ይተዓየ፣ እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ቅድስቲ፡ ንየሆዋ ናይ ሰንበት ምሉእ ዕረፍቲ፡ ትኹነልኩም።+ ብእኣ ዕዮ ዚዓዪ ዘበለ ዅሉ፡ ይቀተል።+

  • ዘዳግም 5:13, 14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ዅሉ ዕዮኻን ተግባርካን ግበር፣+ 14 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ።+ ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣+ ግዙእካን ግዝእትኻን ከማኻ ምእንቲ ኺዓርፉስ፡+ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን ብዕራይካን ኣድግኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ