ዘሌዋውያን 24:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ወዲ እታ እስራኤላዊት ሰበይቲ ኸኣ፡ ነቲ ስም* ጸረፈን ረገመን።+ ናብ ሙሴ ድማ ኣምጽእዎ።+ ኣዲኡ ኸኣ ሸሎሚት፡ ጓል ዲብሪ ኻብ ነገድ ዳን ነበረት። 12 ውሳነ የሆዋ ክሳዕ ዚግለጸሎም ድማ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣጽንሕዎ።+
11 ወዲ እታ እስራኤላዊት ሰበይቲ ኸኣ፡ ነቲ ስም* ጸረፈን ረገመን።+ ናብ ሙሴ ድማ ኣምጽእዎ።+ ኣዲኡ ኸኣ ሸሎሚት፡ ጓል ዲብሪ ኻብ ነገድ ዳን ነበረት። 12 ውሳነ የሆዋ ክሳዕ ዚግለጸሎም ድማ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣጽንሕዎ።+