ዘጸኣት 31:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንዓኻትኩም ቅድስቲ እያ እሞ፡+ ንሰንበት ሓልውዋ። ዜርክሳ ዘበለ፡ ይቀተል። ብእኣ ገለ ዕዮ ዚዓዪ ዘበለ ዅሉ፡ እቲ ሰብ* እቲ ኻብ መንጎ ህዝቡ ይመንቈስ።+
14 ንዓኻትኩም ቅድስቲ እያ እሞ፡+ ንሰንበት ሓልውዋ። ዜርክሳ ዘበለ፡ ይቀተል። ብእኣ ገለ ዕዮ ዚዓዪ ዘበለ ዅሉ፡ እቲ ሰብ* እቲ ኻብ መንጎ ህዝቡ ይመንቈስ።+