ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 21:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “ንኻህናት፡ ነቶም ደቂ ኣሮን፡ ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ሓደ እኳ ኻብ ህዝቡ ብምዉት ሰብ* ኣይርከስ።+

  • ዘሌዋውያን 21:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ናብ ዝዀነ ምዉት ሰብ* ኣይቕረብ።+ ብኣቦኡ ወይ ብኣዲኡ እውን ኣይርከስ።

  • ዘሁልቍ 5:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 “ንዅሉ ድዉይን+ ንዅሉ ፈሳሲ ዚክዓዎን+ ንዅሉ ብምዉት ሰብ* ዝረኸሰን+ ካብ ሰፈር ኬውጽኡ ንእስራኤላውያን ኣዝዞም።

  • ዘሁልቍ 6:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ሰብ ኣብ ጥቓኡ ብሃንደበት እንተ ሞይቱ+ እሞ፡ ነቲ ንኣምላኽ ከም እተፈልየ ዜመልክት ጸጕሩ እንተ ኣርኪሱ* ግና፡ በታ ዚነጽሃላ መዓልቲ ርእሱ ይላጺ።+ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ ይላጽዮ።

  • ዘሁልቍ 9:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ሬሳ ብምትንካዮም* ዝረኸሱ ሰባት ድማ፡+ በታ መዓልቲ እቲኣ መስዋእቲ ፋስጋ ኼዳልዉ ኣይከኣሉን። እቶም ሰባት እቲኦም ከኣ በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ቅድሚ ሙሴን ኣሮንን ቀሪቦም፡+

  • ዘሁልቍ 31:19
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 ሸውዓተ መዓልቲ ድማ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ስፈሩ። ሰብ* ዝቐተለ ዘበለን እተቐትለ ዝተንከየ ዘበለን ከኣ፡+ ንስኻትኩምን ምሩኻትኩምን፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልትን ኣብ ሻውዐይቲ መዓልትን ገዛእ ርእስኹም ኣንጽሁ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ