ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 14:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ፡ ኵሉ ጸጕሪ ርእሱን ጭሕሙን ሸፋሽፍቱን ይላጺ። ጸጕሩ ምስ ላጸየ፡ ክዳውንቱ ይሕጸብ፡ ሰብነቱ ድማ ብማይ ይተሓጸብ፡ ይነጽህ ከኣ።

  • ዘሁልቍ 19:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ንሱ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ በቲ ማይ* ገይሩ ይንጻህ፡ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ ኸኣ ኪነጽህ እዩ። ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ እንተ ዘይነጺሁ ግና፡ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ ድማ ኣይኪነጽህን እዩ።

  • ዘሁልቍ 31:19
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 ሸውዓተ መዓልቲ ድማ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ስፈሩ። ሰብ* ዝቐተለ ዘበለን እተቐትለ ዝተንከየ ዘበለን ከኣ፡+ ንስኻትኩምን ምሩኻትኩምን፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልትን ኣብ ሻውዐይቲ መዓልትን ገዛእ ርእስኹም ኣንጽሁ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ