ዘሁልቍ 19:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ናይ ዝዀነ ዝሞተ ሰብ ሬሳ* ዝተንከየ ዘበለ እሞ ዘይነጽሀ፡ ማሕደር የሆዋ ኣርኪሱ እዩ እሞ፡+ እቲ ሰብ* እቲ ኻብ እስራኤል ይመንቈስ።+ እቲ ዜንጽህ ማይ+ ኣብ ልዕሊኡ ስለ ዘይተነጽጎ፡ ርኹስ እዩ። ርኽሰቱ ኣብ ልዕሊኡ ይጸንሕ።
13 ናይ ዝዀነ ዝሞተ ሰብ ሬሳ* ዝተንከየ ዘበለ እሞ ዘይነጽሀ፡ ማሕደር የሆዋ ኣርኪሱ እዩ እሞ፡+ እቲ ሰብ* እቲ ኻብ እስራኤል ይመንቈስ።+ እቲ ዜንጽህ ማይ+ ኣብ ልዕሊኡ ስለ ዘይተነጽጎ፡ ርኹስ እዩ። ርኽሰቱ ኣብ ልዕሊኡ ይጸንሕ።