ዘዳግም 9:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 የሆዋ፡ ‘ነታ ብርግጽ ዝህበኩም ምድሪ ደዪብኩም ተረስተይዋ’ ኢሉ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ+ ምስ ሰደደኩም፡ ንስኻትኩም መሊስኩም ካብ ትእዛዝ የሆዋ ኣምላኽኩም ዓሎኹም፡+ ብእኡ ኸኣ ኣይኣመንኩምን፡+ ኣይተኣዘዝኩምዎን እውን።
23 የሆዋ፡ ‘ነታ ብርግጽ ዝህበኩም ምድሪ ደዪብኩም ተረስተይዋ’ ኢሉ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ+ ምስ ሰደደኩም፡ ንስኻትኩም መሊስኩም ካብ ትእዛዝ የሆዋ ኣምላኽኩም ዓሎኹም፡+ ብእኡ ኸኣ ኣይኣመንኩምን፡+ ኣይተኣዘዝኩምዎን እውን።