ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 106:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 ንኣምላኽ እቲ መድሓኒኦም፡

      ነቲ ኣብ ግብጺ ዓበይቲ ነገራት ዝገበረ ረስዕዎ፣+

  • ኢሳይያስ 17:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ከመይሲ፡ ንኣምላኽ ድሕነትኪ ረሲዕክዮ፣+

      ንኸውሒ+ ዕርድኺ ኸኣ ኣይዘከርክን።

      ስለዚ፡ ጽቡቕ* ኣትክልቲ ትተኽሊ፡

      ምስ ጨንፈር ጋሻ* ድማ ትገብርዮ ኢኺ።

  • ኤርምያስ 2:32
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 32 ድንግልዶ ስልማታ፡

      መርዓትከ መቐነታ* ትርስዕ እያ፧

      ህዝበይ ግና ቍጽሪ ንዘይብሉ መዓልትታት ረሲዑኒ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ