ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 32:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ስለምንታይከ ግብጻውያን፡ ‘ኣብ ኣኽራን ኪቐትሎምን ካብ ገጽ ምድሪ ኼጽንቶምን ኢሉ ኽፉእ ሓሲቡ ኣውጺእዎም’ ኢሎም ዚዛረቡ፧+ ካብቲ ዚነድድ ቍጥዓኻ ደኣ ተመለስ፣ ነቲ ኣብ ህዝብኻ እዚ መዓት እዚ ንምምጻእ ዝገበርካዮ ውሳነ እውን ዳግም ሕሰበሉ።*

  • ዘሁልቍ 14:15, 16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ነዚ ህዝቢ እዚ ብሓንሳእ* እንተ ቐቲልካዮ፡ እቶም ዝናኻ ዝሰምዑ ኣህዛብ፡ 16 ‘የሆዋ ነዚ ህዝቢ እዚ ናብታ ኺህቦም ዝመሓለሎም ምድሪ ኼእትዎም ስለ ዘይከኣለ፡ ኣብ በረኻ ሓሪድዎም’ ኪብሉ እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ