ዘፍጥረት 10:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ዶብ ከነኣናውያን ድማ ካብ ሲዶን ክሳብ እታ ጥቓ ጋዛ+ ዘላ ጌራር፡+ ክሳብ ሶዶምን ጎሞራን+ ኣድማን ጥቓ ላሻዕ ዘላ ጸቦኢምን+ ነበረ። ዘፍጥረት 15:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ንኣብራም ከምዚ ኢሉ ኺዳን ኣተወሉ፦+ “እዛ ምድሪ እዚኣ፡ ካብ ፈለግ ግብጺ ኽሳብ እቲ ዓብዪ ፈለግ፡ ፈለግ ኤፍራጥስ፡+ ንዘርእኻ ኽህቦ እየ፣+ እያሱ 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ከምቲ ንሙሴ ዘተስፎኽዎ፡ እግርኹም ዝረገጸታ ዘበለት ቦታ ኽህበኩም እየ።+
18 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ንኣብራም ከምዚ ኢሉ ኺዳን ኣተወሉ፦+ “እዛ ምድሪ እዚኣ፡ ካብ ፈለግ ግብጺ ኽሳብ እቲ ዓብዪ ፈለግ፡ ፈለግ ኤፍራጥስ፡+ ንዘርእኻ ኽህቦ እየ፣+