ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሳፍንቲ 13:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ሽዑ፡ ማኖኣ+ ዝስሙ ብዓል ጾርዓ፡+ ካብ ዓሌት ዳናውያን+ ዝዀነ ሰብኣይ ነበረ። ሰበይቱ ድማ መኻን ነበረት፡ ውሉድ ከኣ ኣይነበራን።+

  • መሳፍንቲ 13:24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 24 እታ ሰበይቲ ኸኣ ወዲ ወለደት፡ ሲምሶን+ ኢላ ድማ ሰመየቶ፣ እቲ ቘልዓ ኺዓቢ ኸሎ፡ የሆዋ ይባርኾ ነበረ።

  • መሳፍንቲ 15:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 ሽዑ፡ ሓደ ድሕሪ ሓደ* ወቒዑ ብዙሓት ቀተለ፣ ድሕርዚ፡ ወሪዱ ኣብ በዓቲ* ኸውሒ ዔጣም ተቐመጠ።

  • መሳፍንቲ 15:20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 ንሱ ኸኣ ብዘመን ፍልስጥኤማውያን ንእስራኤል 20 ዓመት ፈረደ።+

  • መሳፍንቲ 16:30
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 30 ሲምሶን ከኣ፡ “ምስ ፍልስጥኤማውያን እሙት!”* በለ። ሽዑ፡ ብዅሉ ሓይሉ ደፍኦ፣ እታ ቤት ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ጐይተትን ኣብ ልዕሊ ዅሉ እቲ ኣብኡ ዝነበረ ህዝብን ወደቐት።+ ካብቶም ብህይወቱ ኸሎ ዝቐተሎም ከኣ፡ ብሞቱ ዝቐተሎም በዝሑ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ