ዘጸኣት 32:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሙሴ ኸኣ ተመሊሱ፡ ነተን ክልተ ጽላት ምስክር+ ኣብ ኢዱ+ ሒዙ ኻብቲ ኸረን ወረደ። እተን ጽላት ብኽልቲኡ ገጸን ተቐሪጹ እተጻሕፈን፡ ማለት ብቕድሚትን ብድሕሪትን እተጻሕፈን ነበራ።
15 ሙሴ ኸኣ ተመሊሱ፡ ነተን ክልተ ጽላት ምስክር+ ኣብ ኢዱ+ ሒዙ ኻብቲ ኸረን ወረደ። እተን ጽላት ብኽልቲኡ ገጸን ተቐሪጹ እተጻሕፈን፡ ማለት ብቕድሚትን ብድሕሪትን እተጻሕፈን ነበራ።