-
ዘሁልቍ 20:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 ኵሉ እቲ ኣኼባ፡ ኣሮን ከም ዝሞተ ምስ ረኣየ፡ ብዘለዉ ቤት እስራኤል ንኣሮን 30 መዓልቲ በኸዩሉ።+
-
-
ዘዳግም 34:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ህዝቢ እስራኤል ድማ ንሙሴ ኣብ ጐላጕል ምድረ በዳ ሞኣብ 30 መዓልቲ በኸዩሉ።+ እተን ንሙሴ ዝበኸዩለን መዓልትታት ሓዘኖም ከኣ ተወድኣ።
-