-
ዘሁልቍ 22:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 ንሳቶም ካባይ ይሕይሉ እዮም እሞ፡ ሕጂ ንዓ ነዚ ህዝቢ እዚ ርገመለይ።+ ዝመረቕካዮ ምሩቕ፡ ዝረገምካዮ ኸኣ ርጉም ከም ዝዀነ ኣጸቢቐ እፈልጥ እየ እሞ፡ ምናልባት ክስዕሮምን ካብታ ምድሪ ኸውጽኦምን እኽእል እኸውን።”
-
-
እያሱ 24:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ሽዑ፡ ባላቅ ወዲ ጺጶር፡ ንጉስ ሞኣብ፡ ተንሲኡ ምስ እስራኤል ተዋግአ። ምእንቲ ኺረግመኩም ኢሉ ድማ፡ ንበላዓም ወዲ ቤዖር ጸውዖ።+
-