ነህምያ 8:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኵሎም እቶም ህዝቢ ንቓል እቲ ሕጊ ኺሰምዑ ኸለዉ ይበኽዩ ነበሩ እሞ፡ እቲ ሽዑ ሹም* ዝነበረ ነህምያን ካህን እዝራ+ እቲ ቐዳሕን* እቶም ነቲ ህዝቢ ዚምህሩ ዝነበሩ ሌዋውያንን ንዅሎም እቶም ህዝቢ፡ “እዛ መዓልቲ እዚኣ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ተቐዲሳ እያ።+ ኣይትሕዘኑን ኣይትብከዩን” በልዎም። ነህምያ 10:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እቶም ብማሕተሞም ብምሕታም ዘረጋገጽዎ+ እዚኣቶም እዮም፦ ነህምያ እቲ ሹም* ወዲ ሓካልያ፡ጼዴቅያስ፡
9 ኵሎም እቶም ህዝቢ ንቓል እቲ ሕጊ ኺሰምዑ ኸለዉ ይበኽዩ ነበሩ እሞ፡ እቲ ሽዑ ሹም* ዝነበረ ነህምያን ካህን እዝራ+ እቲ ቐዳሕን* እቶም ነቲ ህዝቢ ዚምህሩ ዝነበሩ ሌዋውያንን ንዅሎም እቶም ህዝቢ፡ “እዛ መዓልቲ እዚኣ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ተቐዲሳ እያ።+ ኣይትሕዘኑን ኣይትብከዩን” በልዎም።