ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 37:39
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 39 ድሕነት ጻድቃን ካብ የሆዋ እዩ፣+

      ንሱ ብግዜ ጭንቂ ዕርዶም እዩ።+

  • መዝሙር 68:19
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 እቲ መዓልቲ መዓልቲ ጾርና ዚጸውር የሆዋ፡

      እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድሕነትና ይወደስ።+ (ሴላ)

  • ኢሳይያስ 12:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 እንሆ፡ ኣምላኽ ድሕነተይ እዩ።+

      ያህ* የሆዋ ብርታዐይን ሓይለይን እዩ፡

      ድሕነተይ ድማ ኰይኑ እዩ እሞ፡+

      ክእመን፡* ኣይክርዕድን እውን እየ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ