ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 10:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ብትዕቢቱ፡ እኩይ ኣይምርምርን፣

      ኵሉ ሓሳባቱ፡ “ኣምላኽ የልቦን” እዩ።+

  • መዝሙር 10:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ንሱ ብልቡ፡ “ኣምላኽ ረሲዑ፡+

      ገጹ ኸዊሉ፡

      ከቶ ኣይርእን እዩ” ይብል።+

  • መዝሙር 59:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  7 ካብ ኣፎም ዚወጽእ* እሞ ርአ፣

      “መን ዚሰምዕ ኣሎ፧” ይብሉ ኣለዉ እሞ፡+

      ከናፍሮም ከም ኣስያፍ እየን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ