መዝሙር 147:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንየሆዋ ብምስጋና ዘምሩሉ፣ንኣምላኽና ብመሰንቆ* ውዳሰ ዘምሩሉ፣ 8 ንሱስ ንሰማያት ብደበናታት ዚሽፍኖ፡ንምድሪ ዝናም ዚህባ፡+ኣብ ኣኽራን ድማ ሳዕሪ ዜብቍል እዩ።+
7 ንየሆዋ ብምስጋና ዘምሩሉ፣ንኣምላኽና ብመሰንቆ* ውዳሰ ዘምሩሉ፣ 8 ንሱስ ንሰማያት ብደበናታት ዚሽፍኖ፡ንምድሪ ዝናም ዚህባ፡+ኣብ ኣኽራን ድማ ሳዕሪ ዜብቍል እዩ።+