1 ሳሙኤል 17:45 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 ዳዊት ከኣ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ኸምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ንስኻ ብሰይፍን ብዂናትን ብመዝረቕን ትመጸኒ ኣለኻ፣+ ኣነ ግና ብስም የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡+ እቲ ንስኻ ዘባጨኻሉ* ኣምላኽ ሰልፈኛታት እስራኤል እመጸካ ኣለኹ።+ ኤርምያስ 17:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣብ የሆዋ ዚውከል፡እምንቶኡ ድማ ኣብ የሆዋ ዚገብር ሰብ* ብሩኽ እዩ።+
45 ዳዊት ከኣ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ኸምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ንስኻ ብሰይፍን ብዂናትን ብመዝረቕን ትመጸኒ ኣለኻ፣+ ኣነ ግና ብስም የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡+ እቲ ንስኻ ዘባጨኻሉ* ኣምላኽ ሰልፈኛታት እስራኤል እመጸካ ኣለኹ።+