ዘጸኣት 12:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ፍርቂ ለይቲ ምስ ኰነ፡ የሆዋ ንዅሉ በዅሪ ምድሪ ግብጺ፡+ ካብ በዅሪ እቲ ኣብ ዝፋኑ ዚቕመጥ ፈርኦን ክሳዕ በዅሪ እቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ* ዝነበረ ምሩኽ፡ ንዅሉ በዅሪ እንስሳ እውን ቀተለ።+ መዝሙር 105:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ንዅሉ በዅሪ ምድሮም፡ንመጀመርታ ስብእነቶም ቀተለ።+
29 ፍርቂ ለይቲ ምስ ኰነ፡ የሆዋ ንዅሉ በዅሪ ምድሪ ግብጺ፡+ ካብ በዅሪ እቲ ኣብ ዝፋኑ ዚቕመጥ ፈርኦን ክሳዕ በዅሪ እቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ* ዝነበረ ምሩኽ፡ ንዅሉ በዅሪ እንስሳ እውን ቀተለ።+