ዘጸኣት 14:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኣብ መንጎ ሰፈር ግብጻውያንን ሰፈር እስራኤልን እውን ኰነ።+ በቲ ሓደ ሸነኽ፡ ደበናን ጸልማትን ነበረ። በቲ ሓደ ሸነኽ ግና፡ ነታ ለይቲ ኣብርሃ።+ ምልእቲ ለይቲ ኸኣ፡ እቲ ሓደ ሰፈር ናብቲ ሓደ ሰፈር ኣይቀረበን። እብራውያን 11:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ንቐይሕ ባሕሪ ኸም ንቑጽ ምድሪ ገይሮም ብእምነት ተሳጊሮምዎ እዮም፣+ ግብጻውያን ከምኡ ኺገብሩ ምስ ፈተኑ ግና፡ ተዋሒጦም እዮም።+
20 ኣብ መንጎ ሰፈር ግብጻውያንን ሰፈር እስራኤልን እውን ኰነ።+ በቲ ሓደ ሸነኽ፡ ደበናን ጸልማትን ነበረ። በቲ ሓደ ሸነኽ ግና፡ ነታ ለይቲ ኣብርሃ።+ ምልእቲ ለይቲ ኸኣ፡ እቲ ሓደ ሰፈር ናብቲ ሓደ ሰፈር ኣይቀረበን።