መዝሙር 59:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ብቝጥዓኻ ወድኣዮም፣+ከይህልዉስ፡ ወድኣዮም፣ኣምላኽ ኣብ ያእቆብን ክሳብ ወሰናት ምድርን ይገዝእ ከም ዘሎ ኣፍልጦም።+ (ሴላ) መዝሙር 92:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ግና ንዘለኣለም ልዕል ዝበልካ ኢኻ። ዳንኤል 4:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ህያዋን ዘበሉ እቲ ልዑል ኣብ መንግስቲ ሰብ ገዛኢ ምዃኑ፡+ ንዝደለዮ ድማ ከም ዚህባ፡ ኣብ ልዕሊኣ እውን ካብ ሰብ እቲ ዝተሓተ ኸም ዜቕውም ምእንቲ ኺፈልጡ፡ እዚ ብትእዛዝ ሓለውቲ፡+ እቲ ውሳነ እውን ብቓል ቅዱሳት እዩ።”
17 ህያዋን ዘበሉ እቲ ልዑል ኣብ መንግስቲ ሰብ ገዛኢ ምዃኑ፡+ ንዝደለዮ ድማ ከም ዚህባ፡ ኣብ ልዕሊኣ እውን ካብ ሰብ እቲ ዝተሓተ ኸም ዜቕውም ምእንቲ ኺፈልጡ፡ እዚ ብትእዛዝ ሓለውቲ፡+ እቲ ውሳነ እውን ብቓል ቅዱሳት እዩ።”