1 ዜና መዋእል 17:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “‘“መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን ናብ ኣቦታትካ ምስ ከድካን፡ ብድሕሬኻ ሓደ ኻብ ደቅኻ ዝዀነ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣+ ነቲ ንግስናኡ እውን ከጽንዖ እየ።+ ራእይ 22:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “‘ኣነ የሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኤታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክረልኩም ኢለ፡ ንመልኣኸይ ሰዲደዮ እየ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡+ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጽባሕ እየ።’”+
16 “‘ኣነ የሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኤታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክረልኩም ኢለ፡ ንመልኣኸይ ሰዲደዮ እየ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡+ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጽባሕ እየ።’”+