ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 6:2, 3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ሱራፌል ቈይሞም ነበሩ፣ ነፍሲ ወከፍ ሽዱሽተ ኽንፊ ነበሮ። ነፍሲ ወከፍ* በቲ ኽልተ ንገጹ ይኸድኖ፡ በቲ ኽልተ ድማ ንኣእጋሩ ይኸድኖ፡ በቲ ኽልተ እውን ይነፍር ነበረ።

       3 ሓደ ኸኣ ነቲ ሓደ፡

      “ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።+

      ብዘላ ምድሪ ብኽብሩ መሊኣ ኣላ” ኢሉ ኣድሃየ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ